nay hiwet senselet ናይ ሂወት ሰንሰለት!!!

- ከይ ` ረኣኻ ኣይት ` ኣምንን። - ከይ ` ጠመኻ ኣይትበልዕን። - ከይ ` ጸገብካ ውን ኣይትትስእን። - ከይ ` ጸማእኻ ኣይትሰትን። - ከይ ` ደቀስካ ኣይትትስእን። - ከይ ` ሰራሕካ ኣይትደክምን። - ከይ ` ደኸምካ ውን ኣይትዕርፍን። - ከይ ` ሰራሕካ ኣይ ` ትበልዕን። - ከይ ` ቖረርካ ውን ኣይትኽደንን። - ከይ ` ተሓጸብካ ኣይትጸርን። - ከይ ` ረሳሕካ ውን ኣይትሕጸብን። - ከይ ` ተበገስካ ኣይትጋዓዝን። - ከይ ` ጎየኻ ኣይትቅድምን። - ከይ ` ቀደምካ ውን ኣይትዕወትን። - ከይ ` ተማሃርካ ኣይትመሃርን። - ከይ ` ተማሃርካ ውን ኣይትምህርን። - ከይ ` ሓተትካ ኣይትምሃርን። - ከይ ` ተሓተትካ ውን ኣይትምልስን። - ከይ ` ተጋዓዝካ ኣይትስጉምን። - ከይ ` ሰጎምካ ውን ኣይትጎይን። - ከይ ` ጎየኻ ውን ኣይተርክብን። - ከይ ` ሸተትካ ኣይጭንውን። - ከይ ` ጭነወ ውን ኣይሽትትን። - ከይ ` ጠዓምካ ኣይተስተማቅርን። - ከይ ` ከየስተማቀርካ ውን ኣይትውሕጥን። - ከይ ` ተሰብረ ኣይስበርን። - ከይ ` ተሰብረ ውን ኣይጽገንን ( ኣይዕረን ) ። - ከይ ` ሓመምካ ኣይ ` ትሓምምን። - ከይ ` ሓመምካ ውን ኣይትሓውን። ካብ ናይ ሂወትና ሰንሰለት ካብ ብዙሕ ብውሑድ ኣዳላውን ጸሓፍን ኣታኽልቲ ሰመረ ( ወዲ ጀርመን ) ኣብ ሃገረ...