ሓቂ ስለ ዝተዛረብካ ዱ ፖለቲከኞ ዘብለካ
5.ሓቂ
ስለ ዝተዛረብካ ዱ ፖለቲከኞ ዘብለካ
ኣብ`ዚ ግዜ እዝይ ብዙሕ ኣዘራራብን ዘየራዳድእ ሓሳባትን
ብዙሕ ግዜ ይፍጠር እዩ። እንዘኾነ ግን እቲ ሓቅን እትጌጋን እትቅኑዕን እትበሎቲካን እቲ መንፈሳዊ ዝበሃልን ተሓዋዊሱ ዘሎ እቶም ሰባት ኣታሓሳስብኦም ስለ ዝተሓዋወሰ እዩ። ምኽንያቱ እዞም ሰባት ንኹሉ
ፖለቲካ ይብሉ፣ በቲ ሓደ መንፈሳዊ ይብሉ ፣ ብግምጣሉ ክትርእዮ እንከለኻ ድማ ነቲ ቦለቲካ መንፈሳዊ ኽብልዎ ነቲ መንፈሳዊ ድማ
ፖለቲካ ኽብልዎ ትሰምዕ። ይኹን እንበር ኣብ`ዚ ሓሳብ እዝይ ንቡዝሓት ንምርድኡ የሸግር እዩ። ንሎሚ መድብ ሒዘልኩም መጽየ ዘለኹ
ሓቂ ስለ ዝተዛረብካ ዱ ፖለቲከኞ ዘብለካ ዝብል እዩ ክኸውን እዝይ ድማ ኩልኹም ሰሚዕኹም ትኾኑ ኣብ`ዚ ግዜ ብኹሉ ነገር ትዛራረብ
ኢኻ በቲ ናይ እምነት ጉዳይን በቲ ናይ ሃገር ኩነታትን ። እንተኾነ ግን ትርር ኢልካ ምስ እትዛረብ ዘይነበረካ ተሰኪምካ ትምለሰሉ
እዩ። ኣብዚ ግዜ መንፈሳውን ፖለቲካን ዝተሓዋወሰሉ እዩ ። ነዚ ነግር እዝይ ይዕሚቁ ክርዶኦ ዝኽእል ውሕድ ኢሉ ኣይመስለንን እንተኾነ
ግን ዘበኑ ኣብዘጥሓንክን ኣጥሕኖኦ እትሕሩጭ ጥራሕ ኣምጾኦኦ ከም ዝተባህለ ፣ ዝኾነ ኾይኑ ዝተኣዘዝካዮ ጥራሕ ግበር ኮይኑ ነገሩ።
በቃ ኣብቂዑ ኮይኑ ይስመዓካ ደቂ ሰባት ቀስብቀስ ሓሳቦም ሰሚዕኻ ክትጎዓዝ እንበር ሓሳብካ ክሰምዑ ዘይደልይሉ ግዜ እንዳኾነ ይመጽእ
ኣሎ ።
= ናይ ሎሚ ብሕጽር ዝበለ
ፖለቲካ እንታይ ማለት እዩ ። እንታይ እዩ ኸ ስርሑ ኣብ ምንታይ እዮም ከ ዝጥቀምሉ ኣብ ዓለም ዘሎ ህዝቢ ብፖለቲካ
እዩ ዝመሓደር ። ከም ኡ ውን ኣብ ክልተ ይኽፈል ተረዲእካ ትቃወሞን ከይተረዳኣካ ትቃወሞን እዩ።
1, ፖሎቲካ ማለት እንታይ ማለት እዩ ፣ ንዝብል ሕቶ
። ፖሎቲካ ኩልና ከም እንፈልጦ ዓለም ምሉእ እትመሓደረሉ መዛራረቢ ዓቡይ ኣርእስቲ ዝሓዘ መደብ እዩ።
ህዝቢ ጌጋ መንግስቲ ምስ ረኣየ ጌጋኻ የዕሪ ወይ እንተዘይ
ደልዮሞ ውረድ እንዳበሉ ሰለማዊ ሰልፊ ብምግባር ዝቃወምሉ ። መድብ ክኸውን ከሎ እዚ ማለት ካ ጌጋ ዘይኮነስ በቲ መጀመርታ መንግስቲ
ክምረጽ እንኮሎ ወይ ቅዋም ናይታ ሃገር ከተውጽእ እንከላ ዘውጸቶም መምሪሒ ሕጊ ይበሃሉ። ካብ`ዚ ቀጺላ በቲ ክኸንዋዝኽ እሉ መምርሒ
ሒዛትጎዓዝ ደሓራ ዝኾነነገር እንተኣጋጢምዋ ድማ ተቃውሞ ተስምዕ ማለት እዩ።
Kommentare
Kommentar veröffentlichen