ሕጂ እዩ ናትካ ግዜ!!!!
ሕጂ እዩ ናትካ
ግዜ
ሕጂ እዩ ናትካ ግዜ=
ትመሃረሉን ፡ተጽንዓሉን ፡ተጽንዓሉን፡ ማዕረ ሰብካ ትኾነሉን ፡ ተፍቅረሉን፡ ትዕረቀሉን፡ ትሳነየሉን፡
ትተሓቃቆፈሉን፡ ትረዳደኣሉን፡ ሓደነትካ ተራጋግጸሉን፡ ሰላም ክትገብር ትጽዕረሉን፡ ንኹሉ ሰብ ብማዕረ ትርእየሉን፡ ምስ መባእስትኻ
ትዕረቀሉን፡ ግጥሚ ትገጥመሉን፡ ስፓርት ትሰርሓሉን፡ ትጽልየሉን፡ ሞያኻ ትመሃረሉን፡ ንጽጉማት ትሕግዘሉን፡ መናባብሮኻ ትቅይረሉን፡
ሰሪሕካ ታትወሉን፡ ዝሓሰብካዮ ትፍጽመሉን፡ ጽቡቅን ሕማቅን ፈሊጥካ ትጎዓዘሉን፡ ንሓቂ ሓቂ ንሓሶት ሓሶት እትብለሉ፡ ንብጻይካ ተፍቅረሉን፡
ንስድራኻ ትሕብሕበሉን፡ ምስ ኩሉ ሰብ ትፋቀረሉን፡ ኩሉ ነገር ትፈልጠሉን ፡ ጌጋታትካ ትዕርየሉን ትመሃረሉን፡ ኣተሓሳስባኻ ተስፈሓሉን፡
ኣካይዳኻ ትዕርየሉን፡ ሕጂ እዩ ናትካ ዕድል እትርእየሉን፡ ምርጫኻ ትውስነሉን፡ ሕጂ እዩ ናትካ ግዜ ብዓውትን ተስፋ ብዘይ ምቁራጽን
ትጽዕረሉ ግዜ ሕጂ እዩ።
ሕጂ እዩ ናትካ ግዜ.
Bildunterschrift hinzufügen |
ዕለት.22.03.2020
Kommentare
Kommentar veröffentlichen