ጽሑፍ ብስእሊ ዓወትካ ኩሉ ግዜ ባኻ እዩ
- Link abrufen
- X
- Andere Apps

ሓደ ሰብ ትሕቲ ሰብ ኮይኑ ክነብር የብሉን፡ እካ`ዳ እንተሓመቀ ማዕረ ሰቡ ክነብር ኣለዎ።
ሰላምታ መእተዊ
እንቃ ብሰላም መጻኹም ናብ`ዚ ወብሳይት፣ ኣነ ሕጉስ እየ ንስኹም ናብ`ዚ ገዛይ ብምብጻሕኩም፣ ደጊመ እንቃዕ ብሰላም መጻኹም ።
ናይ መንእዩ እዚ ወብሳይት?
- እዚ ወብሳይት ናይ ውልቀ ሰብ እዩ፣ ንሱኻ ዝተፈላለየ ትምህርትን ታሪኽን መንፈሳዊ መናባብሮን ዓለማዊ መናባብሮን ንዝምልከት ኢሉ ተጀሚሩ ዘሎ መደብ እዩ።
ስለምንታይ ወጽዩ እዚ ወብሳይት?
እዚ ወብሳይት መውጽኡ ምኽንያት ዝኾነ ትምህርትን ምኽርን ስነ-ሓሳብን ናይ ዓበይትን ናኣሽቱን ሒዙ ንኸቀምጥ ዴኮሜንታሪ ንኽኸውን ዝተማህዘ እዩ። ከም ኡውን ብሂወት ምንባር ቃልሲ ስለዝኾነ ንተስፋ ዝቆረጹ ናይተስፋ መልእኽቲ ንምሃብ እዩ። ሕጽር ብዝበለስ ንኹሉ ብሂወት ዝነብር ከመይ ኢሉ ክነብር ከም ዘለዎ እንታይ ከጋጥሞ ከም ዝኽእልን ብኸመይ ከም ዝሰግሮን ዝምህር ትምህርቲ እዩ።
ሓበሬታ!
ኣብ`ዚ መደብ ክትሳተፉ ምስ እትደልዩ ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም፣ ከሙኡ ውን ብዩትብውን ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም ፣ (DWJ-AS) ኢልኩም ብምእታው ርኸቡና ወይ ኢንስታግራም።
መጠንቀቅታ!
ካብ`ዚ ወብሳይት ወይ ዩትብ ዝኾነ ሕቶ ወይ ሪእቶ ኣድራሻና< E-Mail: eri.whm20@gmail.com
- Link abrufen
- X
- Andere Apps
Kommentare
Kommentar veröffentlichen