እንታይ ማለት እዩ ማየ ጾሎት፧
44. ማየ
ጾሎት
1.፠ማየ ጾሎት፣- ብልምዲ ኣጸዋውዓ ማይ ጮሎት ይበሃል።
እቲ መጸውዒ ስሙ ግና ማየ ጾሎት ይበሃል ወይ ከኣ ናይ ጾሎት ማይ ማለት እዩ።
፨ንእማን
ሓለቓ ሰራዊት [2ይ ነገ,5፡1-17]እቲ ዕዉር መንእሰይ[ዮሓ,9፡5-13] ኣብ ቤት ሳይዳ ዝነበሩ ሕሙማት ውን ብምንዋጽ ናይ`ቲ ዝተባረኸ
ማይ ካብ ዝነበሮም ሕማም ይሓውዩ ነበሩ። ዮሓ,5፡1-4. ስለ`ዚ ብእምነት
ንዝፍጽሞ ካብ ኩሉ ሕማም ይፍውስ። ዘፍ,1፡2. ያዕ,5፡14-15.
መደምደምታ
።ኣብ ማየ
ጾሎት ብዙሕ ተኣምራት ብዙሓት ሕሙማትን ከም ዝፍወሱ ብዓይንና ስለ እንርእዮ መረዳእታ ኣየድልየናን እዩ። ከም ኣብነት ግዳም ኣቡነ
ገብረ መንፈስ ቅዱስ ካልኦትን ኣለዉ,,,,,,,,።
Kommentare
Kommentar veröffentlichen