38. ምስልን
ስእልን
ምስሊ ወይ
ስእሊ ናይ ሓደ ሰብ ወይ ነገር ከፊል መንነቱ ዝገልጽ እዩ። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ክልተ ዓይነት ምስልን ስእልን ኣሎ። ንሱ ከኣ እግዚኣቢሄር
ክንጥቀመሉ ዘይፈቐደልናን ክንጥቀመሉን ዝፈቐደልናን።
1.፠ክንጥቀመሉ
ዘይፈቐደልና፣-‚‘‘ብጀካይ ካልኦት ኣማልኽቲ ኣይሃሉውኻ። ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ፣ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ
ትሕቲ ምድሪ ካብ ዘለው፣ ምስልን ስእልን ዘበለ ንዓኻ ኣይትግበር። ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ቀናእ
ኣምላኽ እየ ሞ‘‘። ዘጸ,20፡3-5. ዘጸ,23፡23-24. ሶፎ,1፡5. ኢሳ,44፡9-20. መዝ,135፡15-18. ዘጸ,32፡1-10.
ዘሁ,25፡1-9.
2.፠ክንጥቀመሉ
ዝፈቀደልና፣-‚‘‘ወርቂ ቀጥቂጥካ ክልተ ኪሩቤል ስራሕ,,,,,,ገጽ እቶም ኪሩቤል ከኣ ናብ`ቲ መኽደን ኣቢሉ ይጠምት። ነቲ መኽደን
ከኣ ኣብ ልዕሊ ታቦት ግበሮ። ነቲ ኣነ ዝህበካ ጽላት ከኣ ኣብቲ ታቦት ኣንብሮ። ኣብኡ ድማ ንዓኻ ክግለጸልካ እየ፣ ኣብቲ መኽደን
ኣብ መንጎ እቶም ኣብ ልዕሊ ታቦት ጽላት ዘለው ክልተ ኪሩቤል፣እቲ ንደቂ እስራኤል ዝኸውን ትእዛዝ ኩሉ ክህበካ እየ‘‘። ዘጸ,25፡18-22.
ዘሁ,7፡89. 1ይ ነገ,6፡23-35. ገላ,3፡1.
፠ኪሩቤል፣-
ማለት መላእኽቲ ማለት እዩ። ዘፍ,3፡24. ዘሁ,7፡89. 1ይ ነገ,6፡23-35.
፨ሕቶ፣-
ንስላሴ መን ሪኢዎም እዩ፣ ክሰኣሉ ዝኸኣሉ,,፣‘‘በታ እግዚኣቢሄር ኣብ ኮሬብ ኣብ ማእኸል ሓዊ ዝተዛረበኩም መዓልቲ ገለ መልክዕ`ካ
ኣይረኣኹምን`ሞ ,,,,,ብመልክዕ ሰብኣይ ወይ ሰበይቲ ምስሊ ጣኦት ብምግባርኩም ከይትባላሸዉ ተጠንቀቁ።‘‘ዘዳ,4፡15-16. 1ይ
ጢሞ,6፡16.
፨መልሲ፣-‚‘‘ኣብርሃም,,,,,,,,እግዚኣቢሄር
ኣብተን ዓበይቲ ኣእዋም መምሬ ዘለዋኦ ተገልጸሉ። ኣዒንቱ ቓሕ ኣበለ እሞ ሰለስተ ሰብኣይ ኣብ ቅድሚኡ ደው ኢሎም ረኣየ።,,,,,,,ፍግም
ኢሉ ከኣ ሰገደ,,,,,,,,,,‘‘ዘፍ,18፡1-3. ስለዚ ምስሊሰብኣይ ኮነ ሰበይቲ ተሳኢሉ ንኣምላኽ ረሲዕካ ነቲ ምስሊ ወይ ስእሊ
ምስ ጋድን ምምላኽን ዝተፈንፈነን ኣምላኽ ዘይፈቅዶን ኮይኑ፣ ነዚ ስላሴ ባዕሎም ብዝተገልጽሉ መሰረት ዝሰኣል ስእሊ ናይ ስላሴ ግና፣
ነምልኾ ዘይኮነስ እንታይ ድኣ ነቲ ስእሊ ኣምላኽ/ስላሴ/ ብምርኣይና ንዕኡ እናዘከርና ንፈውሲ፣ ንትምህርቲ፣ንበረኸት ኢና እንጥቀመሉ።
ስለዚ ኩሎም ኣብ ቤት ክርስትያና ይኹን ኣብ ኣባይትና ዘለዉ ቅዱሳን ኣሳእል ድማ ነምልኾም ዘይኮንናስ ነቲ በይኑ ኣምላኽ ዝኾነ
እግዚኣቢሄር ስርዓተ ኣምልኾ ኣብ እንፍጽመሉ ግዜ ንትምህርቲ፣ንፈውሲ፣ንበረኸት ኢና እንጥቀመሎም። በቶም ቅዱሳን ኣሳእል ኣቢልና
ካብ እግዚኣቢሄር በረኸትን ፈውሲን ንቅበል። 2ይ ነገ,2፡8. 2ይ ነገ,13፡20-21. ግብ,5፡15-18. ግብ,19፡12.
መደምደምታ
ኣብዚ ትምህርቲ
ስእልን ምስልን ዝብል ብዙሓት ተጣራጠርቲ ኦርቶዶክሳዊ ቤት ክርስትያን ኣብ ስእሊ እያተምልኽ ይቡሉና እዮም ስእሊ ክንጥቀም ኣምላኽ
ኣይፈቀደልናን ይቡሉ እዮም። ከምዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጻሕፈ ተረዲእና ክኸውን ምሉእ ተስፋ ኣለኒ። ኣብዚ ክንርድኦ ዝደሊ ግን ስእልን
ምስልን እንጥቀመሉ እቲ ቀዳማይ ንትምህርቲ እዩ ካልኣይ ካብ እቲ ስእሊ ዝሰኣል ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ ምኻኑ ክበርሃልና ኣለዎ
እዚ ግን መጽሓፍ ቅዱስ ብዝግባእ ከነንብቦ ኣለና። ከምኡ ውን ኣጋንንቲ የርሕቀልና እዩ ንኣብነት ቅድስቲ ኣፎምያ ታሪኻ እንተኣሊና
ንሳ ወርሓዊ ጸበል ናይ ቅዱስ ሚካኤል ተብዕል ከም ዝነበረት ታሪኻ ይገልጸልና። ካብ ዕለታት ሓደ መዓልቲ ዲያብሎስ መጽዩ ኣነ ቅዱስ
ሚካኤል እየ እዚ ወርሓዊ በዓል ተብዕልዮ ዘለኺ ኣቃርጽዮ ይብላ እሞ ንሳ ኸኣ ዲያብሎስ ምኻኑ ተጠራጢራ እሞ ንስኻ ቅዱስ ሚካኤል
እንተኾንካስ ስእሊ ናይ ቅዱስ ሚካኤል ኣለኒ ሞ ከምጽኦስ ተሳለሞ በለቶ`ሞ። ንሱኻ ብቑጥዓ ተላዒሉ ክሃርማ ወስ ክብል ቅዱስ ሚካኤል
መጽእዩ ነቲ ንዲያብሎስ ከም ዘባረሮ የስተምህረና። ስለዚ ብቅዱሳን ኣሳእል በረኸትን ድሕነትን እንረኽበሉ እዩ። ከምኡ ውን እቲ
ስእሊ ስቅኢልካ ዘይኮነ ተሳኢሉ ዘሎ በቲ ዘዝገበርዎ ተኣምራት እዩ ተሳኢሉ ንረኽቦ። ኩሉ ኣስተውዒልኩም ክትርእይዎ ታሪኾም ክትፈልጥዎ
ኣለኩም።
፠ንኣብነት፣-
ክንጠቅስ መብርሂ ካብ ቁዱሳን ኣሳእል፣ ስእሊ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ተሳኢላ ኣላ ኣብ ሉቃስ ወንጌል ምዕራፍ
1 ክሳብ ፍጻሜ ንመልከት ክበርሃልና እዩ። ከምኡ ድማ ኣብቲ ምስ ወዳዘላቶ ስእሊ ንሳ ብየማኑ ንሱ ብጸጋማ ንረኽቦ እዚ ካ ኣብ
መጽሓፍ ቅዱስ መዝሙር ዳዉት ምዕራፍ 45፡9. ተመልከት እታ ንግስቲ ብወርቂ ኦፎር ተሰሊማ ኣብ የማንካ ትቀውም። ዝብል ኣሎ።
፠ካልኣይ፣-
ታሪኽ ቅዱስ ሚካኤል ንሳጥናኤል ክድርብዮ ከሎ ኣብቲ ስእሊ ከም ዝራእናዮ ንዲያብሎስ ረጊጹ ሚዛን ሴፍ ሒዙ ንረኽቦ። እዚ ድማ ካብኡ
ንምሃሮ ሰይጣን ክፍትነና ምስዝመጽእ ቅዱስ ሚካኤል ከም ዝከላኸለልና እዩ።
፠ሳልሳይ፣-
ታሪኽ ቅዱስ ገብሪኤል ኣብ ገለ ስእሊ ምስ ሰለስተ መንእሰያት ተሳኢሉ ንረኽቦ እዚ ከኣ ንጉስ ኣብ ጉዶንጾር ናብ ሓዊ ምስ ኣእተዎም
ካብ ኣምላኽ ተላኢኹ መጽእዩ ከም ዘውጸኦም ወዘተ,,,,,,,,,,,,,,,,,,ኩሎም ኣሳእልና ናትና በረኸት እዮም ከምዚ ጌይሮም
ከም ዘድሕኑ ንምሃር ካልእ ብዝተፈላለየ ታኣምራት ዝገበርዎ ተሳኢሉ ኣሎ። ኣብዚ ግን ክንርድኦ ዘለና ምስሊ ስእሊ ዳኣሉ እምበር
መላእኽቲ ኣይረኣዩን እዮም። ነቲ ስእሊ ውን ኣምላኽ እልና ኣይንሰግደሉን ኢና ኣይነምልኾን ኢና ኪኖው እቲ ስእሊ ንኣምላኽ ኢና
እነምልእ። ስእሊ ኣምላኽ እዩ ኣይንብልን በቲ መጸዊዒ ስሙ ስእሊ ኣድህኖ እዩ ዝበሃል ናይ ድሕነት ስእሊ ማለት እዩ። እዚ ከኣ
ዘይተረድኣና ንመምሃራን ምሕታት ናይ ግድን እዩ። መብዛሕትኦም ሰባት ንዘጽኣት ምዕራፍ 20 ይፈርሑዋ ይጠራጠሩላን ኣብዛ ምዕራፍ
ዘሎ ኩሉ ትእዛዝ እዩ ብዘይኮነ ግን ኣይንረዳኣዮ ናብ ዝጠዓመና ኣይንተርጉሞ ነስተውዕልሉ ብዝያዳ ኣብ ላዕሊ ናይ መጀመርታ ከም
ዘንበብክሞ ምስተን ዓሰርተ ትእዛዛት ተዘርዚራ ኣላ።
--[if gte vml 1]>
AhAM0USsMgCAAAEiMAABoAAABjbGlwYm9hcmQvdGhl
bWUvdGhlbWUxLnhtbOxaX48btxF/L5DvQOx7cvp7Jx0sB6c7yRf7ZB8s2UUeqV1qlz7uckFSd9Zb
4Tz1pUCBtOhDA/StD0HQAA3QIC/5MAZspOmH6JC7qyUlypYbpymKk4C73dFvhsOZ4XB2lnc+fp4y
dE2EpDwbBM2PGgEiWcgjmsWD4Mls/GEvQFLhLMKMZ2QQrIgMPr77wa/u4OOQ0XzOsYhmCUkJAkGZ
PMaDIFEqPz44kCGQsfyI5ySD3xZcpFjBrYgPIoFvYICUHbQajcODFNMsuAsSlRY0YvAnU1ITQiam
WgxBGU5h9Au8XIBcQRfKMERXTQ2TIp6fMoGuMRsEDfMJDu7eOcDHJYCpAreSaxgoEPGbADEsFRAH
wdh8Sr6SIbpqbcnvjvR3Ld8AmNrGnZnPWp4B4DCEqW3r3Gn2TobtEmuBistt2SeHw6PWkYO35Le3
dB4f9sHSDt6ACvmdLXyvrb8O3oAKfHcLPx6dthuHDt6ACvzhFv5s3G1v6G9ACaPZ1RZ63O2P1tqv
IQvOzr3wYUt/S2VqFETDOpz0EAueKSe4Hi0WNCSB/i3Fz7gYA0DfMKxohtQqJwscQhCeYkbngqIL
GicqQDnOuARyo9UYN9rwV3875qqjlcDHBFvcBSmUWyStD5KhoLkaBPdBamBBXn377csX37x88Y+X
n3328sXfyrGNdIfvHGexzffjX3//ry9+g/7597/8+PkfiqE38dLGv/7qt6+/+/5N4mHGtSle/fHr
1998/epPv/vhy8890k8EntvwGU2JRA/JDXrMU5igR38yF+/GMUswtTlOsljiDOtRPPJHKnHQD1eY
YQ9uSFw7PhWQLnzAe8tnjsLTRCwV9Uh8kKQOcMI5G3LhtcIDPZZl5tkyi/2Di6WNe4zxtW/sU5w5
Xh4tc0iq1CfyNCGOmpcMZwrHJCMK6d/4FSGe2X1KqWPXCQ0Fl3yh0KcUDTH1mmRG50401UznNAW/
rHwKgr8d20yeoiFnvlmfkWsXCWsDM4/yM8IcM97DS4VTn8gZTplt8AusEp+S05UIbdxIKvB0TBhH
o4hI6eN5JGC+ltMfQJrxu33CVqmLFIpe+WReYM5t5Bm/Ok1wmvuwU5olNvYTeQUhitElVz74hLsr
RN+DH3C2091PKXHc/fZs8AQyrK1SHSD6l6Xw+PIe4U78TldsgYkv1ZyI1EmxJ4J6o2O4jJ3QviCE
4RscEYKefOLRYMhzx+a10vcTyCrnxBdY97Ebq/o+I5KgGXmuPINcUOmE7JTEfIc+k9VG4lnhLMVi
l+SH4HXb5iPY6lJfADxi4ZUNfEihwIN48RrlkQQZVnDvlHqZYGcD0/fSH68r4fhvnzUG6/KZo8Ye
6xJ4yDvzQGK3ed5omxlmzgB1wMwwVBm+dAssjvtrFr25Grall2/hLtraDVAdOUVPSrO3VkAbtU/3
56t9oMJ49ecvPOvg/dQ7fsFOsnrHSmdXMjnfqG924TarmlMuIvq/X9Sc4WV2SWAf2a7sbmua25om
+L+vaXat59tKZle9cVvJBFBh3FYyZXPl/VQydfECdY1ueBSNHtP2Sd2uzzSnBB7M4AnbdH4WlLGp
WjFyIU3zR8IzTTQGouaF1iP0ItctxDyBS73VwSAOLhbY8CDB1a+pSqYJzqFD1DQjxLIUHUuUcwmN
I0P2ytaDQvNJFZ3Nru5sFlsrZnmCC2pz3e8ELbCa8Kikd2o4W6Y1vaHlVGpXMzKTiE3TtdKroyXv
rdtRKXRDiUO/Ev3+fjqUk9tpfNdAvXowxxIW3bWENtFOS4BX176CR3EED/CDoGusCl1yGULZHmmn
FgFQ+VxrVF2/Z//3d9i4WTkUepW2o5tvnJ6eXRGAhY/2tLETbgk8BhfR1tdCith0TK89UtId3Rra
JztNX+u2TwBISw0Ts6b69Kuhl+pWzO/n6UrdyrtmyWzmC5bZ2YNl6AZCpAWOC1CI80GwgG4yXKY5
hI7UD2OYxfDiJVSiWGn/SbrJhVRnWCaFJ0wmKi3LMu3VUos+LPxfXItWr3vU/cW0AEe7DiKLBQmV
7TKLom1X3JYZmy8VEdMkukFzthSPMfiw3YOIC1BEJXTtWzo76Bt4nbROFO4eUCZUzwsrPZqV1lv2
AingJuDWOpg7Sz2Ym1d3M7l9ptLVa7KaSrt5pKPFnYpcDYK+0Wsjs+09q06VwvQ63GdWerlC87kd
6RmE8BJQYKTjfRBwoRIOazFPaDgWsMebBQTWhld68DMoD28szX9BrvX/Ik8XMrQ0pt/fPKYxEhQS
u7rhl7AyzYTfIqqjTQCmKgRWYow/LGVl3o6MqhMMUQO9xUEAL0BV8YJpTq4Jm+nkUMZMMgg6nQ6Y
vBCqmS0Hb/hw47aMTkEWDIIZXuTW4VlKl+oEQhVeAYJVSBZd6rKjCLAycnu9Xt/n7Q/L/Lvl70JN
K/z+e45KBCHv31U6ImqvlGsBvFJY8E1ecRde6Yx5rItGO7E4FeJ6Dypy9s5K8u1MWu+6ROzXpYCz
/+llt44tZ/9zRqi2tg13/9TCtd8uR4cgsStUq6C19/Aq822UM9Be3DEHt24tpGq7eK28YbB6MEc1
rbExGEixyoua6lYz1QR1WnPM66r2jtXMYSV2w27aEH5v6uFAhz3q1oq/crnh24xaELWonpcMwHdC
Y4JzNI+bgwAOTUDT+zlcwbGLAGgtTWtpGlzBWQqodooDEIOgvKgo8HtBWWPaFaVdYToVpVNRuhUF
KoryqEFFOQyQOSkAx1H0IYEAVQcBoAQrDw5UG4JzjOXuvwEAAP//AwBQSwMEFAAGAAgAAAAhAJxm
RkG7AAAAJAEAACoAAABjbGlwYm9hcmQvZHJhd2luZ3MvX3JlbHMvZHJhd2luZzEueG1sLnJlbHOE
j80KwjAQhO+C7xD2btJ6EJEmvYjQq9QHCMk2LTY/JFHs2xvoRUHwsjCz7DezTfuyM3liTJN3HGpa
AUGnvJ6c4XDrL7sjkJSl03L2DjksmKAV201zxVnmcpTGKSRSKC5xGHMOJ8aSGtHKRH1AVzaDj1bm
IqNhQaq7NMj2VXVg8ZMB4otJOs0hdroG0i+hJP9n+2GYFJ69elh0+UcEy6UXFqCMBjMHSldnnTUt
XYGJhn39Jt4AAAD//wMAUEsBAi0AFAAGAAgAAAAhALvlSJQFAQAAHgIAABMAAAAAAAAAAAAAAAAA
AAAAAFtDb250ZW50X1R5cGVzXS54bWxQSwECLQAUAAYACAAAACEArTA/8cEAAAAyAQAACwAAAAAA
AAAAAAAAAAA2AQAAX3JlbHMvLnJlbHNQSwECLQAUAAYACAAAACEAj6eARnsDAAByCAAAHwAAAAAA
AAAAAAAAAAAgAgAAY2xpcGJvYXJkL2RyYXdpbmdzL2RyYXdpbmcxLnhtbFBLAQItABQABgAIAAAA
IQDNFErDIAgAABIjAAAaAAAAAAAAAAAAAAAAANgFAABjbGlwYm9hcmQvdGhlbWUvdGhlbWUxLnht
bFBLAQItABQABgAIAAAAIQCcZkZBuwAAACQBAAAqAAAAAAAAAAAAAAAAADAOAABjbGlwYm9hcmQv
ZHJhd2luZ3MvX3JlbHMvZHJhd2luZzEueG1sLnJlbHNQSwUGAAAAAAUABQBnAQAAMw8AAAAA
" o:allowincell="f" fillcolor="#418ab3 [3204]" stroked="f">
ካብ ምንታይን ንምንታይን ስእልን ምስልን፧?
|
Kommentare
Kommentar veröffentlichen