እቶም ሰለስተ ፌደል ዝውንኑ ኣብ ሂወትካ ኣቡይ ታራ ዘለዎም ተታሓሓዝቲ ነገራት
ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ምሉእ ትሕዝቶ ብጽሑፍ ክመጽእ እዩ፡ ኣብ ዚሊንክ ሳብስክራይብ ግበሩ።
ማዓልታዊ ሓሳባትካ መስፈሪ ፍጠረሎም፡ ድሕሪ ግዜ ክሕጉስኻ እዮም። ብጽሑፍ ኣብ ዝሓጽር ግዜ ክዝርግሓልኩም ይሓስብ እንተ ሰሊጥኒ፡ እንተ እቲ ሓሳብ ኣብ ኩሉ ሰብ ኣሎ ዝብል እምነት እዩ ዘለኒ። እንተኾነ ግን ንዘይፈልጥ ንምፍላጥ ይሕግዝ ይኸውን ይብል ንዝፈልጥ ከኣ ኣብ ርእሲ ፍልጠቱ ይሕግዞ እዩ ይብል ብወገነይ። ዝመጸኒ ሓሳባት ብዙሕ እዩ ግን ሓደ ሓደ ግዜ በየናይ ክጅምር ይጠፍኣኒ፡ እቲ ሓሳባት ኣብ ትርፊ ግዜ ዝሰርሖ እዩ ፡ ገለ ገለ ሰባት ግን ንሓደ ነገር ክትሕዝ ይግድዱኻ ፡ እንተኾነ ግን ብሓደ ነገር ወይ ንሓደ ነገር ክትሕዝ ኣይከኣልን እዩ ድልየት እንድሕር ተሎ።
ንምክትታልኩም የመስግን
ኣዳላዊን ጸሓፍን ኣታኽልቲ ሰመረ (ወዲ ጀርመን)
ካብ ሃገረ ጀርመን
ዕለት.04.09.2020
Kommentare
Kommentar veröffentlichen