ሌና ምስ Chanelና፡ ሓዳሽ Chanelና ምስ ሓዱሽ ሓሳብና DWJ Entertainment ዕድሜኹም ትብል
ሰላም ዝኸበርኩም ተጠቀምቲ ዩ`ቱብ፣
-እንበኣር ንሕና ውን ብግዜና ከም ኩሎም ዩ`ቱብ ዓማዊልኩም ክንከውንን ክትኮኑናን መጺና ኣለና።
-ብምቕጻል ኣብ`ዚ Chanelና ኣቲኹም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤት-ሰብ ክትኮኑና ብኽብሪ ንዕድም።
ኣብ`ዚ DWJ Entertainment ዝቀርብ መደባት ፡
-ጽፉፍን፡ ሓጋዚ ዝኾነን ጭብጢ ዘለዎን ብጭብጢ ዝቀርብን፡ መሃርን እግሪ ከትክል ዝኽእል መደባትን ንምቅራብ።
-ንረብሓ ኢሉ ዘይኮነስ፡ ንጠቅሚ ተኻታተልቱን ህዝቡን ኢሉ ናይ ዘለዎ ክእለትን ትምህርትን ንምውፋይ እዩ ተዳልዩ መጽእዩ ዘሎ።
-ብሳልሳዩ ድማ እዚ DWJ Entertainment ንሓቂ ሓቂ፡ ንሓሶት ድማ ሓሶት ኢሉ ዝጎዓዝ ምኻኑ ብትብዓትን፡ ተባዕን ምኻኑ ክሕብር ይፈቱ።
-ኣብ ናይ ፖሎቲካ ዘለዎ DWJ Entertainment ኣራእያ እንታይ ይመስል፧? DWJ Entertainment ኣብ ዲሞክራስን ፍትሕን ዝኣምንን፡ ዝምርኮስን፡ ዝምራሕን እዩ ሓደ ክዕመጽ፡ ሓደ ክዕምጽ ኣይፈቱን እዩ።
-ኣብ`ዚ መድብ ብሓሳብ ወይ ብትምህርቱ ዝደሊ እንተሎ በዚ ኣድራሻና ክረኽበና ይኽእል እዩ (eri.whm20@gmail.com)።
-ዝመሓላለፈሉ ቦታ ድማ ኣብ ሃገረ ጀርመን ካብ ማርቡርግ(Marburg) ዝበሃል ከተማ እዩ።
ተወሳኺ ብጽሑፍ ዝሓልፍ መድብ ንምክትታል ኣብ ጎጉል ዝርከብ ወብ ሳይትና፡ hiwetmenfsawnet.blogspot.com
በዚ ዩ`ቱብ ዝሓልፍ መድብ ንምክትታል፡ https://youtube.com/channel/UCBfhQBhkQq1rPu86eymtSmQ
ንእትገብሩልና ኩሉ ብልቢ ነመስግን !
ይቀንየልና
Kommentare
Kommentar veröffentlichen